ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ፀገም ክፈትሕ ኣብ ዝኽእል ምርምርን ምስጋግር ቴክኖሎጅን እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ
ዩኒቨርሲቲ ኣክሱም ኣብቲ ከባቢ ንዝርከብ ማሕበረሰብ ፀገማት ዝፈትሑ ስራሕቲ ምርምርን ምስጋግር ቴክኖሎጅን ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ብርክታት ዝርከቡ 95 ፕሮጀክትታት ምርምር እናተሰርሑ ምዃኖም ‘ውን ገሊፁ። ፕረዝዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ገብረየሱስ ብርሃነ ንትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፅዎ፤ እቲ ትካል Read more










