Aksum University Referal Hospital

ኣብ ክልል ትግራይ ብዓይነታ ናይ መጀመርያ ዝኾነት 64 slices CT scan ሎሚ ዕለት Aksum University CHS & Comprehensive Specialized Hospital በፂሓ ኣላ።

ኣብ ሓፂር ግዜ ናይ ተከላ ስራሕ ንምወጋን ምስ Elsmed ከምኡ ድማ ምስ ባዓል ስልጣን ምክልካል ጨረር
ኢትዬጽያ ናይ ስራሕ ፍቃድ ንምርካብ ኣብ ምሰራሕ ንርከብ።

ሚኒሰቴር ጥዕና ኣብ ሆስፓታልና ኣብ ዝገበርዎ ዳህሳስ ክፍሊ ራድዬሎጃ ካብ ሚኢቲ 36 ሚኢታዊ ዝረከበ እንትከውን ናይዛ ማሽና ምምፅእ ኣብ ተጠቃሚ ማሕበረሰብ ከምኡ ድማ ሆስፒታልና ሓደ ደረጃ ክብ ክብል ዝገብር እዩ።

እዚ ንክከውን ንዝፀዓርኹም ኩላኹም ልዕል ክብሪን ናእዳን ክነቅርብ ንፈቱ።

Written by