Aksum University Referral Hospital

ኮምፕሪሆንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ምስ HCP Cureblindness ብምትሕብባር ን 1000 ወገናት ነፃ ሕክምና መጥባሕቲ ስብሒ ዓይኒ ክህብ እዩ።

Aksum University Referal Hospital

ኣብ ክልል ትግራይ ብዓይነታ ናይ መጀመርያ ዝኾነት 64 slices CT scan ሎሚ ዕለት Aksum University CHS & Comprehensive Specialized Hospital በፂሓ ኣላ። ኣብ ሓፂር ግዜ ናይ ተከላ ስራሕ ንምወጋን ምስ Elsmed ከምኡ ድማ ምስ ባዓል ስልጣን ምክልካል ጨረርኢትዬጽያ ናይ ስራሕ Read more