ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም 2 ሚልዮን ብር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ንነበርቲ ጣብያ ያቔር ኣበርኪቱ።
ነሓሰ 7/2017 ዓ.ም ዩኒቨርሲቲ ኣኽሱም ኣብ ወረዳ ቆላ ተምቤን ጣብያ ያቔር ዘጋጠመ ድርቂ ዘስዐቦ ፀገም ንነበርቲ እቲ ጣብያ 2 ሚልዮን ብር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ ዕለት ሓምለ 7/2017 ዓ/ም 420 ኩንታል ዕፉንን ዝተፈላለዩ ብርክት ዝበሉ ጠቐምቲ ኣፋውስን Read more










